ብምኽንያት መበል 35 ናጽነት ኤርትራ፡ ሎሚ 24 ግንቦት ኣብ ስታድዮም ኣስመራ ሃገራዊ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንሓያሎ መዳያት ኣካይዳን ፖሊሲታትን ኣመሪካ ኣልዒሉ ተዛሪቡ። ...
"ሓድሽ ምዕራፍ" ከም ዝተጀመረ ብምግላጽ ድማ ኣብ ሓባራዊ ርግኣትን ቍጠባዊ ብልጽግናን ብሓባር ንምስራሕ ዘለዋ ድሌት ገሊጻ። ዋና ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ማርኮ ሩቢዮ፡ ብስም መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ "ንመንግስትን ህዝብን ኤርትራ ንመበል 35 ዓመት ጽምብል ናጽነትኩም እንቋዕ ሓጐሰኩም፡" ኢሉ። ኣስ ...
ድሕሪ ናጽነት ካብ 1991 ጀሚሩ ክሳዕ 2016 ዝነበረ ናይ ርብዒ ዘመን መዋእል፡ ምስሳን ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጐረባብቱ ክነጻጸር እንከሎ ፍጹም ዝተፈልየን ዝወሓደን ምዃኑ መረዳእታታት ሕቡራት ሃገራት ...
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መስከረም 2024 ጀሚሩ በረራታቱ ናብ ኣስመራ ድሕሪ ምቍራጹ፡ ገያሾ ብሰንኪ ቀጥታዊ በረራታት ዘይምህላዉ ብዱባይ፡ ካይሮን ኢስታንቡሉን ኣቢሎም ክሳብ 17 ሰዓታት ዝበጽሕ ናይ ትራንዚት ጕዕዞ ክወስዱ ተገዲዶም ጸኒሖም እዮም። ...
"ባይታ ከነውርዶ ኢና" ኢሉም ምንቅስቓስ ንዘካይዱ ኣካላት'ውን ኣጠንቂቑ። እቲ ዳይረክተር ነዚ ዘፍለጠ ብ22 ግንቦት 2026 ምስ ሃገራዊ ተለቪዥን ኣብ ዘካየዶ ቃለመሕትት እዩ። እቲ 21 ደቓይቕ ዝሸፈነ ቃለመሕትት፡ ምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብቲ "ጽምዶ" ዝበሎ ምንቅስቓስ ዘተኰረ'ዩ ነይሩ። ...
ቴክኖሎጂ እናማዕበለ ኣብ ዝመጽኣሉ ተመራመርቲ'ውን ኣካላትና ብኸመይ'ዩ ዝምዕብልን ወዲ ሰብ ጥዕናኡ ምሉእ ገይሩ ከመይ ኢሉ'ዩ ነዊሕ ዓመታት ዝነብርን ዝክእልን ኢሎም ካብ ምምርማር ዓዲ ኣይውዓሉን። ...
"ልዑል" ናብ "ኣዝዩ ልዑል" ክብ ከም ዝበለ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣስጋእነቱ ገሊጹ። ዳይሬክተር ናይቲ ውድብ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብዓርቢ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ...
"ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝለኣኾ መልእኽቲ ብዝሳነ ስምዒት"፡ ንምዕባለን ሓባራዊ ሰላምን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ ባሕርን ሓቢርካ ንምስራሕን ንቕድሚት ምስጓምን እዋናዊ ጉዳይ ምዃኑ እምነቱ ከም ዝገለጸ፡ እቲ ሓበሬታ የመልክት። ...
ኣብ መጋቢት፡ እታ ሃገር ኣብ "ዓሚቝ ጸገም" ከምዘላ ብምግላጽ "ምሕዝነታዊ ምቍጽጻር" ክፍጽም ሓሳብ ኣቕሪቡ እዩ። ዝኾነ ወተሃደራዊ ምትእትታው ንምክያድ መደብ ከምዘሎ ዝተኣወጀ ነገር የለን፤ ...
ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ቐጠር ኣብ ኤርትራ ኣምባሳደር ቓንም ቢን መሓመድ ኣልማዓዲድ ረኺቡ ከም ዘዘራረበ ኣገልግሎት ዜና ቐጠር ኣፍሊጡ። እቲ ርክብ ኣብ ...
"ዘይሃናጺ ውዲት" ነቲ ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መንገዲ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ዘለዋ ድሌት ንምዕንቃፍን ኣቓልቦ ንምስራቕን ዝዓለመ ምዃኑ ገሊጹ። ኣምባሳደር ነብያት ከም ዝገለጾ፡ ፖሊሲታት ግብጺ ነቲ ኣብ ...
(Sperm Track and Recovery system) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቴክኒክ ኰይኑ፡ ዩኒቨርሲቲ ኮሎምብያ ኣብ ኣዞስፐርሚያ ዘለዎም ደቂ ተባዕትዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንምርካብ ዝተማህዘ እዩ። ...